avatar
Ethiopia Check
@ethiopiacheck
09.12.2024 19:17
#MondayMessage ዜጋታት ሓበሬታ ናይ ምርካብ መሰሎም ንምርግጋጽ እጃም መንግስቲ እንታይ ክኸውን ኣለዎ?

ኮምፒዩተራትን ሞባይል ስልኪታትን ምምዕባል ካብ ዝጅምራሉ ግዜ ኣትሒዙ ክሳብ እቲ ኢንተርነት ዝዓበየሉ ግዜ ቅርፅን ዋሕዝን ሓበሬታ እናተቐየረ መጺኡ ኣሎ።

እዚ ክፍለ ዘመን ድማ ብዓብይኡ ብርክት ዝበሉ ቴክኖሎጂካዊ ምዕባለታትን ዋሕዚ ሓበሬታን ዝርኣየሉ ዘሎ ብምዃኑ ናይ ሓበሬታ ዘመን ተባሂሉ’ዩ ዝጽዋዕ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምንባብ ነዚ መላግቦ ሰዓቡ: https://tig.ethiopiacheck.org/home/the-right-to-access-information-and-the-responsibility-of-a-government-%e1%88%93%e1%89%a0%e1%88%ac%e1%89%b3/
ኢትዮጵያ ቼክ
ዜጋታት ሓበሬታ ናይ ምርካብ መሰሎም ንምርግጋጽ እጃም መንግስቲ እንታይ ክኸውን ኣለዎ? - ኢትዮጵያ ቼክ
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሓያሎ ፖለቲካዊ ምዕባለታትን ማሕበራዊ ቅልውላዋትን ዝርኣየሉ ዘሎ እዋን ብዝተፈላለዩ ኣብታ ሃገር ዝዝረቡ ቋንቋታት ኣዝዮም ብዙሓት ትሕቶታት ብመልክዕ ፅሑፍን ምስልን እናፈረዩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ይቐርቡ’ዮም። እዚኦም ግን ኩሎም ቅኑዓትን ብመርትዖ ዝተደገፉን ኣይኮኑን። መብዛሕትኦም ግምታት፣ ትንታነታት ውዲትን ግጉያትን ዝኾኑ ሓበሬታት ንመድረኻት ማሕበራዊ ሚዲያ የዕለቕልቑዎ ከም ዘለው ኢና ንዕዘብ።
👍 13
6 2 16.8K

Обсуждение 6

Обсуждение не доступно в веб-версии. Чтобы написать комментарий, перейдите в приложение Telegram.

Обсудить в Telegram

Ethiopia Check

24.9K
ኢትዮጵያ ቼክ በማህበራዊ ሚድያ እና በመደበኛ ሚድያዎች የሚቀርቡ ሀሰተኛ መረጃዎችን በማጣራት ስራዎቹን ለተከታታዮቹ ያቀርባል።
Открыть в Telegram