avatar
Ethiopia Check
@ethiopiacheck
06.12.2024 20:07
#Explainer ግጉይን ጭብጢ ዘይብሉን ሓበሬታ መን’ዩ ናብ ብዙሓት ክባጻሕ ዝገብር?

ኣብዚ እዋን፡ ብርክት ዝበሉ ሰባት ብዝተፈላለዩ መድረኻት ማሕበራዊ ሚዲያ ዝቐርቡ ትሕዝቶታት ከም ዝከታተሉ ይገልፁ።

መዓልታዊ ፌስቡክ ወይ ካልኦት ኣማራጺታት ብምጥቃም ድማ ሓገዝቲ’ዮም ዝብሉዎም ሓበሬታት ከም ዝረኽቡን ብስሩዕ ማዕከናት ሓበሬታ ዝቐርቡ ዜናታት ምክትታል ከም ዝገደፉዎ ይዛረቡ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምንባብ ነዚ መላግቦ ሰዓቡ: https://tig.ethiopiacheck.org/home/the-role-of-conspiracy-theory-in-misinformation-%e1%88%93%e1%89%a0%e1%88%ac%e1%89%b3/
ኢትዮጵያ ቼክ
ትንታነ ውዲትን ግጉይ ሓበሬታ ንምንታይ ቀልጢፎም ይውዝዑ? - ኢትዮጵያ ቼክ
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሓያሎ ፖለቲካዊ ምዕባለታትን ማሕበራዊ ቅልውላዋትን ዝርኣየሉ ዘሎ እዋን ብዝተፈላለዩ ኣብታ ሃገር ዝዝረቡ ቋንቋታት ኣዝዮም ብዙሓት ትሕቶታት ብመልክዕ ፅሑፍን ምስልን እናፈረዩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ይቐርቡ’ዮም። እዚኦም ግን ኩሎም ቅኑዓትን ብመርትዖ ዝተደገፉን ኣይኮኑን። መብዛሕትኦም ግምታት፣ ትንታነታት ውዲትን ግጉያትን ዝኾኑ ሓበሬታት ንመድረኻት ማሕበራዊ ሚዲያ የዕለቕልቑዎ ከም ዘለው ኢና ንዕዘብ።
👍 3
10.7K

Обсуждение 0

Обсуждение не доступно в веб-версии. Чтобы написать комментарий, перейдите в приложение Telegram.

Обсудить в Telegram

Ethiopia Check

24.9K
ኢትዮጵያ ቼክ በማህበራዊ ሚድያ እና በመደበኛ ሚድያዎች የሚቀርቡ ሀሰተኛ መረጃዎችን በማጣራት ስራዎቹን ለተከታታዮቹ ያቀርባል።
Открыть в Telegram