#Explainer ቅኑዕ ሓበሬታ ንምርካብ ክትገብሩዎም ዝግባእ ጥንቃቐታት
ሰባት ካብ ቀረባ ግዜያት ናብዚ ማሕበራዊ ሚዲያ ከም ቀንዲ ምንጪ ሓበሬታን ፍልጠትን ገይሮም ይወስዱዎ ከም ዘለው ይፍለጥ።
ኣብዚ እዋን ድማ ኣብዞም መድረኻት ትኽክለኛ ወይ ቅኑዕ ሓበሬታ ንምርካብ ኣፀጋሚ ዝኾነሉ ኣጋጣሚታት ከምዘሎ ንዕዘብ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ንምንባብ ነዚ መላግቦ ሰዓቡ:
https://tig.ethiopiacheck.org/home/how-to-identify-reliable-information-%e1%88%93%e1%89%a0%e1%88%ac%e1%89%b3/
Обсуждение 0
Обсуждение не доступно в веб-версии. Чтобы написать комментарий, перейдите в приложение Telegram.
Обсудить в Telegram