avatar
Ethiopia Check
@ethiopiacheck
18.11.2024 13:55
#MondayMessage ዘረባ ፅልኣትን ናይ ሓሶት ሓበሬታን ኣብ ምቁፅፃር ግዳ ትካላት ማሕበራዊ ሚዲያ እንታይ ክመስል ይግባእ?

ኣብዚ እዋን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝርአ ዝርግሐ ናይ ሓሶት ሓበሬታን ዘረባ ፅልኣትን ኣዝዩ ከም ዝወሰኸ ይፍለጥ።

ይኹን’ምበር ነዞም ነገራት ባይታ ዝህቡ ዘለው ኵባኒያታት ማሕበራዊ ሚዲያታት እኹል ናይ ምቁፅፃር ስራሕቲ ብዘይምስራሕ ይንቀፉ። እዚ ብፍላይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰፊሑ ይርኣይ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምንባብ ነዚ መላግቦ ሰዓቡ: https://tig.ethiopiacheck.org/home/the-roles-and-responsibilities-of-social-media-companies-in-countering-hate-speech-and-disinformation-%e1%88%9a%e1%8b%b2%e1%8b%ab/
ኢትዮጵያ ቼክ
ዘረባ ፅልኣትን ናይ ሓሶት ሓበሬታን ኣብ ምቁፅፃር ግዳ ትካላት ማሕበራዊ ሚዲያ እንታይ ክመስል ይግባእ? - ኢትዮጵያ ቼክ
ኣብዚ እዋን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝርአ ዝርግሐ ናይ ሓሶት ሓበሬታን ዘረባ ፅልኣትን ኣዝዩ ከም ዝወሰኸ ይፍለጥ። ይኹን’ምበር ነዞም ነገራት ባይታ ዝህቡ ዘለው ኵባኒያታት ማሕበራዊ ሚዲያታት እኹል ናይ ምቁፅፃር ስራሕቲ ብዘይምስራሕ ይንቀፉ። እዚ ብፍላይ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰፊሑ ይርኣይ።  እዞም ትካላት ኣብ መጀመርታ እዋናት በቶም መድረኻት ንዝወፅኡ ፅሑፋት ኮነ ካልእ ዝኾነ ዓይነት ተሓታትነትን ሓላፍነትን ከምዘይወስዱ ይገልፁ ነይሮም።
👍 6
1
🔥 1
🙏 1
7K

Обсуждение 0

Обсуждение не доступно в веб-версии. Чтобы написать комментарий, перейдите в приложение Telegram.

Обсудить в Telegram

Ethiopia Check

24.9K
ኢትዮጵያ ቼክ በማህበራዊ ሚድያ እና በመደበኛ ሚድያዎች የሚቀርቡ ሀሰተኛ መረጃዎችን በማጣራት ስራዎቹን ለተከታታዮቹ ያቀርባል።
Открыть в Telegram