avatar
Ethiopia Check
@ethiopiacheck
06.11.2024 18:45
#MediaMonitoring ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ተመዛበልቲ መሊኦም ናብ መረበቶም ተመሊሶም ድዮም?

ብቀዳም ቤት ፅሕፈት ኣመሪካ ብምኽንያት ካልኣይ ዓመት ኣብ መንጎ ህወሓትን መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተፈረመ ውዕሊ ዘላቒ ምቁራፅ ተፃብኦታት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ክሳብ ሕዚ ንዝተርኣዩ ምዕባለታት ከም ዝንእድ ጠቒሱ ነይሩ።

ምስዚ ብዝተሓሓዝ ኣብ ትግራይ ተዅሲ ደው ምባሉ ዝያዳ ክንእድ ከሎ “ተመዛበልቲ ናብ ገዝኦም ተመሊሶምን መሰረታዊ ኣገልግሎታት ናብ ንቡር ተመሊሶምን’ዮም” ክብል እቲ መግለፂ ሓቢሩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምንባብ ነዚ መላግቦ ሰዓቡ: https://tig.ethiopiacheck.org/home/media-monitoring-about-the-recent-controversy-regarding-idps-in-tigray-region-%e1%89%b5%e1%8c%8d%e1%88%ab%e1%8b%ad/
ኢትዮጵያ ቼክ
ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ተመዛበልቲ መሊኦም ናብ መረበቶም ተመሊሶም ድዮም? - ኢትዮጵያ ቼክ
ብቀዳም ቤት ፅሕፈት ኣመሪካ ብምኽንያት ካልኣይ ዓመት ኣብ መንጎ ህወሓትን መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተፈረመ ውዕሊ ዘላቒ ምቁራፅ ተፃብኦታት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ክሳብ ሕዚ ንዝተርኣዩ ምዕባለታት ከም ዝንእድ ጠቒሱ ነይሩ። ምስዚ ብዝተሓሓዝ ኣብ ትግራይ ተዅሲ ደው ምባሉ ዝያዳ ክንእድ ከሎ “ተመዛበልቲ ናብ ገዝኦም ተመሊሶምን መሰረታዊ ኣገልግሎታት ናብ ንቡር ተመሊሶምን’ዮም” ክብል እቲ መግለፂ ሓቢሩ። ነዚ ስዒቡ ኣብ ትግራይ ዝንቀሳቐሱ ፖለቲካዊ ሓይልታትን ካልኦት ውልቀሰባትን እቲ መግለፂ ቅኑዕ ከምዘይኮነ ብምግላፅ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ክቃወሙዎ ተዓዚብና።
👍 1
👏 1
🙏 1
9.6K

Обсуждение 0

Обсуждение не доступно в веб-версии. Чтобы написать комментарий, перейдите в приложение Telegram.

Обсудить в Telegram

Ethiopia Check

24.9K
ኢትዮጵያ ቼክ በማህበራዊ ሚድያ እና በመደበኛ ሚድያዎች የሚቀርቡ ሀሰተኛ መረጃዎችን በማጣራት ስራዎቹን ለተከታታዮቹ ያቀርባል።
Открыть в Telegram