#MondayMessage ኣብ እዋን ዞባውን ዓለምለኻውን ምዕባለታት ዝፍጠር ዝርግሐ ግጉይ ሓበሬታ ብኸመይ ንብድሆ?
ግጉይ ሓበሬታ ማለት ናይ ሓሶት ትሕዝቶ ኮይኑ ዘይተፈጸሙ ነገራት ብምምሃዝ ወይ ኣብ ሓቀኛ ፍጻመታት ዝተመርኮሱ ግን ከኣ ካብ ዓውዲ ወጻኢ ብምውሳድ (ከም ስእልታት ናይ ሓደ ሕሉፍ ፍጻመ እዋናዊ ኣምሲልካ ምቕራብ ወይ ቪድዮታት ካብቲ መበቆላዊ ትሕዝትኦም ዝተፈለየ ትርጉም ክሕዙ ብምግባር ተመስሪሖም ብዝቐርቡ ቪድዮታት) ዝቐርብ እዩ።
እዚኦም ብብዝሒ ኣብ መድረኻት ማሕበራዊ ሚዲያ ቴሌግራም፣ ፌስቡክ፣ ኤክስ፣ ዩትዩብን ካልኦትን ንረኽቦም። ዝርግሐ ግጉይ ሓበሬታ ኣብ መንግስታዊን ናይ ውልቂን ሚዲያታት’ውን ክርአ ይኽእል እዩ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ንምንባብ ነዚ መላግቦ ሰዓቡ:
https://tig.ethiopiacheck.org/home/mondaymessage%e1%88%93%e1%89%a0%e1%88%ac%e1%89%b3/
Обсуждение 1
Обсуждение не доступно в веб-версии. Чтобы написать комментарий, перейдите в приложение Telegram.
Обсудить в Telegram