Ethiopia Check @ethiopiacheck 26.09.2024 20:19 Скопировать Пожаловаться #FactCheck ገዲም ፖለቲከኛ ኣይተ ስብሓት ነጋ ዓሪፎም ብዝብል ዝውዛዕ ዘሎ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ኣብ ኢትዮጵያ ገዲም ፖለቲከኛ ዝኾኑ አይተ ስብሓት ነጋ “ሎሚ ዓሪፎም” ብዝብል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝተዘርግሐ ሓበሬታ ተዓዚብና። ተወሳኺ ሓበሬታ ንምንባብ ነዚ መላግቦ ሰዓቡ: https://tig.ethiopiacheck.org/home/information-that-was-shared-on-tiktok-about-the-death-of-sebhat-nega-is-fake-%e1%88%93%e1%89%a0%e1%88%ac%e1%89%b3/ ኢትዮጵያ ቼክ ትንታነ ውዲትን ግጉይ ሓበሬታ ንምንታይ ቀልጢፎም ይውዝዑ? - ኢትዮጵያ ቼክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሓያሎ ፖለቲካዊ ምዕባለታትን ማሕበራዊ ቅልውላዋትን ዝርኣየሉ ዘሎ እዋን ብዝተፈላለዩ ኣብታ ሃገር ዝዝረቡ ቋንቋታት ኣዝዮም ብዙሓት ትሕቶታት ብመልክዕ ፅሑፍን ምስልን እናፈረዩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ይቐርቡ’ዮም። እዚኦም ግን ኩሎም ቅኑዓትን ብመርትዖ ዝተደገፉን ኣይኮኑን። መብዛሕትኦም ግምታት፣ ትንታነታት ውዲትን ግጉያትን ዝኾኑ ሓበሬታት ንመድረኻት ማሕበራዊ ሚዲያ የዕለቕልቑዎ ከም ዘለው ኢና ንዕዘብ። 1 4 9K
Обсуждение 1
Обсуждение не доступно в веб-версии. Чтобы написать комментарий, перейдите в приложение Telegram.
Обсудить в Telegram