avatar
Ethiopia Check
@ethiopiacheck
23.09.2024 20:28
#MondayMessage ቀንዲ ምንጪ ግጉይ ሓበሬታ እንመን’ዮም? ስለምንታይ’ከ ቀልጢፍና ንኣምኖም?

ኣብዚ ዓመት ፎረም ቁጠባ ዓለም ግጉይ ሓበሬታ ኣብ ውጽኢት ሃገራዊ መረጻታት፣ ማሕበራዊን ፖለቲካዊን ዘይምርግጋእ ከሕድሮ ብዝኽእል ፅልዋ ኣብ ግምት ብምእታው ግጉይ ሓበሬታ ኣብ ሓፂር እዋን ዝዓበየ ዓለምለኻዊ ስግኣት እዩ ኢሉ ነይሩ።

ግጉይ ሓበሬታ ርጡብነት ትሕዝቶ ዘየማልእ ኮይኑ ብፅሑፍን ብቃልን ካብ ሓደ ናብ ካልእ ክባፃሕ ዝፀንሐን ዘሎን እዩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምንባብ ነዚ መላግቦ ሰዓቡ: https://tig.ethiopiacheck.org/home/who-are-the-sources-of-misinformation-%e1%8c%8d%e1%8c%89%e1%8b%ad-%e1%88%93%e1%89%a0%e1%88%ac%e1%89%b3/
ኢትዮጵያ ቼክ
ቀንዲ ምንጪ ግጉይ ሓበሬታ እንመን’ዮም? ስለምንታይ’ከ ቀልጢፍና ንኣምኖም? - ኢትዮጵያ ቼክ
ኣብዚ ዓመት ፎረም ቁጠባ ዓለም ግጉይ ሓበሬታ ኣብ ውጽኢት ሃገራዊ መረጻታት፣ ማሕበራዊን ፖለቲካዊን ዘይምርግጋእ ከሕድሮ ብዝኽእል ፅልዋ ኣብ ግምት ብምእታው ግጉይ ሓበሬታ ኣብ ሓፂር እዋን ዝዓበየ ዓለምለኻዊ ስግኣት እዩ ኢሉ ነይሩ።
👍 5
1 7.3K

Обсуждение 1

Обсуждение не доступно в веб-версии. Чтобы написать комментарий, перейдите в приложение Telegram.

Обсудить в Telegram

Ethiopia Check

24.9K
ኢትዮጵያ ቼክ በማህበራዊ ሚድያ እና በመደበኛ ሚድያዎች የሚቀርቡ ሀሰተኛ መረጃዎችን በማጣራት ስራዎቹን ለተከታታዮቹ ያቀርባል።
Открыть в Telegram