#EthiopiaCheck| ብዛዕባ ብምድቓል ድምጺ ኤኣይ ዝፍጸሙ ምትላላት ክትገብሩዎ ዝግባእ ጥንቃቐ
ቴክኖሎጂ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ (ኤኣይ) ካብ ኢሜይላት ምጽሓፍ ጀሚሩ ክሳብ ኣዝዮም ዝተሓላለኹ ዝበሃሉ ስራሕቲ ክሰርሕ ብምኽኣሉ ንኹለመዳያዊ ህይወት ሰባት ይቕይር’ዩ ዘሎ። ካብ ምጽሓፍ ወጻእ ዘረባ ሰባት ዝመልካ ሮቦታት ብዝተፈላለዩ መልክዑ ይፈርያ’የን ዘለዋ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ንምንባብ ነዚ መላግቦ ሰዓቡ:
https://tig.ethiopiacheck.org/home/what-you-have-to-know-about-ai-voice-cloning-scams-%e1%8a%a4%e1%8a%a3%e1%8b%ad/
Обсуждение 1
Обсуждение не доступно в веб-версии. Чтобы написать комментарий, перейдите в приложение Telegram.
Обсудить в Telegram