avatar
Ethiopia Check
@ethiopiacheck
13.09.2024 17:24
#Explainer ንጽልዋ ዘረባታት ፅልኣት ክንቃላዕ ዝገብሩና ጉዳያት ብኸመይ ንፈልጦም?

በዓል መዚ መራኸቢ ብዙሃን ኢትዮጵያ ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብ ዘውጽኦ ፀብፃብ ዘረባ ፅልኣትን ናይ ሓሶት ሓበሬታን ኵለ መዳያዊ ድሕነትን ሰላምን ዜጋታትን ሃገርን ኣብ ዘናግዕ ዘሰክፍ ደረጃ ከም ዝርከብ ገሊፁ ምንባሩ ዝዝከር’ዩ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምንባብ ነዚ መላግቦ ሰዓቡ: https://tig.ethiopiacheck.org/home/how-do-we-identify-issues-that-make-us-vulnerable-to-the-influence-of-hate-speech-%e1%8b%98%e1%88%a8%e1%89%a3-%e1%8d%85%e1%88%8d%e1%8a%a3%e1%89%b5/
ኢትዮጵያ ቼክ
ንጽልዋ ዘረባታት ፅልኣት ክንቃላዕ ዝገብሩና ጉዳያት ብኸመይ ንፈልጦም?    - ኢትዮጵያ ቼክ
ሕቡራት ሃገራት ከም ዝብሎ እንተኾይኑ ዘረባ ፅልኣት ብዘረባ ፅሑፍ ወይ ዝግለፅ ኮይኑ ሰባት ብዓሌቶም፣ ዜግነቶም፣ ሃይማኖቶም፣ ፆታዎምን ዝመፅኡሉ ከባቢ ወይ ድሕረ ባይታን ዘነፃፀረ መጥቃዕቲታት ክፍፀም ምግባር፣ ምቁንፃብ ወይ ዘነኣእሱ ተግባራት ምፍፃም ማለት’ዩ። ንተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ዝኾነ ውልቀሰብ ወይ ተቓላዒ ዝኾነ ጉጅለ ፅልኣት ንክፍጠር ኮነ ተባሂሉ ዝፍፀም ጎስጓስ እንተኾይኑ ከም ዘረባ ጽልኣት እዩ ዝውሰድ።
1
8.5K

Обсуждение 0

Обсуждение не доступно в веб-версии. Чтобы написать комментарий, перейдите в приложение Telegram.

Обсудить в Telegram

Ethiopia Check

24.9K
ኢትዮጵያ ቼክ በማህበራዊ ሚድያ እና በመደበኛ ሚድያዎች የሚቀርቡ ሀሰተኛ መረጃዎችን በማጣራት ስራዎቹን ለተከታታዮቹ ያቀርባል።
Открыть в Telegram