avatar
Ethiopia Check
@ethiopiacheck
02.09.2024 18:21
#MondayMessage ስለ ምንታይ ኢና ቀልጢፍና ንግጉይ ሓበሬታ ንኣምን? ጽልዋኡ ብኸመይ ከነወግዶ ንኽእል

ግጉይ ሓበሬታ ዘይቅኑዕ ዜና፣ ትንታነታት ውዲት፣ ጎስጓሳት ስኑዕ ሓበሬታ፣ ፕሮፖጋንዳን ከጠቓልል ይኽእል።

ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ድማ ብሰንኪ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘለው ፖለቲካዊ ኣፈላላያት ድማ ማሕበራዊ ሚዲያ ሓያሎ ርጡብነት ዘይብሎም ሓበሬታታት እንዕዘበሉ መድረኽ ክኸውን ገይሮምዎ ይርከቡ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምንባብ ነዚ መላግቦ ሰዓቡ: https://tig.ethiopiacheck.org/home/why-are-we-so-quick-to-believe-misinformation-%e1%88%93%e1%89%a0%e1%88%ac%e1%89%b3/
ኢትዮጵያ ቼክ
ስለ ምንታይ ኢና ቀልጢፍና ንግጉይ ሓበሬታ ንኣምን? ጽልዋኡ ብኸመይ ከነወግዶ ንኽእል? - ኢትዮጵያ ቼክ
ግጉይ ሓበሬታ ዘይቅኑዕ ዜና፣ ትንታነታት ውዲት፣ ጎስጓሳት ስኑዕ ሓበሬታ፣ ፕሮፖጋንዳን ከጠቓልል ይኽእል። ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ድማ ብሰንኪ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘለው ፖለቲካዊ ኣፈላላያት ድማ ማሕበራዊ ሚዲያ ሓያሎ ርጡብነት ዘይብሎም ሓበሬታታት እንዕዘበሉ መድረኽ ክኸውን ገይሮምዎ ይርከቡ።
👍 4
1
9.7K

Обсуждение 0

Обсуждение не доступно в веб-версии. Чтобы написать комментарий, перейдите в приложение Telegram.

Обсудить в Telegram

Ethiopia Check

24.9K
ኢትዮጵያ ቼክ በማህበራዊ ሚድያ እና በመደበኛ ሚድያዎች የሚቀርቡ ሀሰተኛ መረጃዎችን በማጣራት ስራዎቹን ለተከታታዮቹ ያቀርባል።
Открыть в Telegram