avatar
Ethiopia Check
@ethiopiacheck
13.08.2024 00:27
#EthiopiaCheck Explainer ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ‘ኣዋጅ ህጹጽ ግዘ’ ኣዊጁ ድዩ?

ምክትል ፕረዚደንትን ሰክሬታሪያት ካቢነ ሰላምን ጸጥታን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ንኩነታት ጸጥታ እቲ ክልል ኣመልኪቱ ዝተፈላለዩ መብርሂታት ዝሃበ ኮይኑ ብፍላይ እቲ ትማሊ ንገለ ክህልው ዝኽእሉ ኽልከላታት ኣመልኪቱ ዝሃቦ መግለጺ ግን የዘራርብ ኣሎ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምንባብ ነዚ መላግቦ ሰዓቡ: https://tig.ethiopiacheck.org/home/did-the-tigray-interim-administration-declare-a-state-of-emergency-%e1%89%b5%e1%8c%8d%e1%88%ab%e1%8b%ad/
ኢትዮጵያ ቼክ
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ‘ኣዋጅ ህጹጽ ግዘ' ኣዊጁ ድዩ? - ኢትዮጵያ ቼክ
ምክትል ፕረዚደንትን ሰክሬታሪያት ካቢነ ሰላምን ጸጥታን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ንኩነታት ጸጥታ እቲ ክልል ኣመልኪቱ ዝተፈላለዩ መብርሂታት ዝሃበ ኮይኑ ብፍላይ እቲ ትማሊ ንገለ ክህልው ዝኽእሉ ኽልከላታት ኣመልኪቱ ዝሃቦ መግለጺ ግን የዘራርብ ኣሎ። ዝተፈላለዩ ተጠቀምቲ ማሕበራዊ ሚዲያ’ውን ኣብ ትግራይ ‘ኣዋጅ ህጹጽ ጊዜ ድዩ ተኣዊጁ?’፣ እቲ ተገይሩ ክውሰድ ዝሕሰብ ዘሎ ስጉምቲታት ካብ ኣዋጅ ህጹጽ ጊዜ ዝፍለ ኣይኮነን . . . ዝብሉ ሕቶታት ከልዕሉን ርኢይቶታት ክህቡን ተዓዚብና።
👍 3
2
1 6.7K

Обсуждение 1

Обсуждение не доступно в веб-версии. Чтобы написать комментарий, перейдите в приложение Telegram.

Обсудить в Telegram

Ethiopia Check

24.9K
ኢትዮጵያ ቼክ በማህበራዊ ሚድያ እና በመደበኛ ሚድያዎች የሚቀርቡ ሀሰተኛ መረጃዎችን በማጣራት ስራዎቹን ለተከታታዮቹ ያቀርባል።
Открыть в Telegram